ናይ ትምህርቲ ትካልና፣ በዞም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ ትካላት Certified ዝኾነ ኮይኑ፣ ኣብ ዓውደ Computer Science 2 Degree ማለት Bachelor’s Degree & Master’s Degree ደረጃ ናይ ትምህርቲ ዘለና ኢና። ናይ ልዕሊ 7 ዓመት ተመኩሮ ናይ ምምሃር ማለት ብOnline ከምኡ`ውን ኣብ Univeristy ዘለና ኢና!

A Great Learning Experience: Level One Network and Security Course!

April 1, 2023

ከምዚ ዝበለ መሃርን ጽቡቕ ቅርጺ ዘለዎን ኮርስ ኣብ ደረጃ ሓደ ኔትወርክን ድሕንነትን ስለ ዝፈጠርካ ኣዚና የመስግነካ። እዚ ትሕዝቶ ኣዝዩ ንጹርን ንምርዳእ ቀሊልን ኮይኑ ረኺበዮ። ቅዲ ኣመሃህራኻ መሳጢ ስለዝኾነ ኣብ ምሉእ እቲ ኮርስ ድራኸ ንኽህልወኒ ገይሩኒ። ነዚ ኮርስ ምድላውን ንኸማይ ዝኣመሰሉ ተማሃሮ ንክበጽሕ ንምግባርን ዝገበርካዮ ጻዕሪ ኣዝየ እየ ዘድንቀካ። ብዛዕባ ኔትወርክን ድሕንነትን ክመሃር ንዝደሊ ሰብ ነዚ ኮርስ ንክወስዶ ይመክሮ። ብሉጽ ስራሕ ቀጽሎ!”

Samuel

Great!

March 27, 2023

Bitami nifu memhr mikanka kitmgos ygibaka eu

Million Tekle

Xbuk tmhrti

January 24, 2023

Selam memhr Million kemy alka selam dika Btami tsbuk naybahki kulu keltfu eyu zirdaka aglaltska btami des yiblka.amlk abkulu etygebro asalton awetn yigbrelka.

Tesfu

ብሉጽ ትምህርቲ

October 16, 2023

ሓደ Course ወዲአ ኣለኹ የቐንየልና!

Debesay

No Title

June 25, 2023

ሰላም

Abraham Bizen

Proudly powered by MIllislearn

ህይወት ብትምህርቲ እያ ትቕየር!

X